ምሳና ግበር

ብጣዕም ጹቡቕ ብ ናይ ወለንታዊ ማለት ናይ ሰብኣዊ ርህራሕ ምስራሕ ብምግዳስካ: ክንት ሓባበረካ እና ናይ ወለንታ ዊ ስራሕ ንምርካብ : ብኸምዝ ቆንቆካ ተማዕብሎ : ጀርመን ከመይ ሙኻኑ ትፈልጦ :ሓደሽቲ ሰባት ትላለ : የቐንየልና ክትሕግዝ ምድላካ : ሑጉሳት እና :በጃካ እዝ ቅጥዒ ወይ ፎሪም ምልኣዮ መታን ጹቡቕ ገርና ክንላለየካ : ኣብ ዝሓጸረ ግዝ  ክንምልሰል ካ እና ::