ተልእኮ : ሓያል ምርካብን ብወለንታ ዝግበር ዕዮን ምኽፋል :

ንሕና ንስደተኛታትን ነዊሕ ዝተቀመቱን ንምትሕሓዝ ኣብ ናይ ወለንታ ሓያል ጻዕሪ ንገብር :: ኣብ ናትና ምትሕሓዛት ከምኡ ውን ኣብ ናይ ምስናይ ምስርሕ ንምርካብ ንስደተኛታት ኣብ ናይ ህዝባዊ ውድባትን ማሕበራትን ኣብ ንቶም ብቕዓት ነጻትፎም : ንዖኦም ንምሕጋዝ ድማ ኣብ ግኖም ኣለና ::

ሓገዝ ክትሕግዝ ትደልይ? ናይ ጀርመን ቆንቆካ ከተማሓይሽ ትደልይ? ሓደሽቲ ሰባት ክትላለይ ትደልይ?

ብሓባት ምስራሕ ማለት ብወለንታ : ጹቡቕ ተግባር ምግባርን : ከማኡ ውን ቃንቃ ጀርመን ምዝራብን : ደስታው ስሙዕታትን : ይህልወካ ከሙኣኡ ውን ስራሕ ትማሃር : ምስ ሰባት ትራከብ : ባህል ትላለ : ተሞኩሮኻ ምክፋልን : ሓድሽቲ ነገራት ምምሃር : ዓበይቲ ነገራት ምትግባር : ከሙኡ ውን ናትካ ምጽንባር ::

© Miguel Ferraz

ዝኮነ ክሕግዝ ይኽእል እዩ :

እዝ ናይ ወለንታው ንኹሉ ኩፉት እዩ : ኩሉ ክሕግዝ ይኽእል እዩ, ብዘየገድስ እንታ ዓይነት መቀመጥ ወረቀት ኣሎዎ :: ብዘይ የገድስ መንነቱ : ሓይማነቱ : ፖለትካ እምነቱ : ብዘይ የገድስ ጾታ : ንሕና ንኹሉ ክንሕግዝ እና, ትደልዮን ዝሳማማዓካ ስራሕ ክንረክበልካ : ንኣብነት ንኣረግቶት ምሕጋዝ, ቆልዑት ምጽዋት, ወይ ኣብ ካፈተርያ ምሕጋዝ :: ብቀልሉ ኣብዝ መርበብ ሓበሬታ ተወከሰና ::

መራኸብ

Homayoon Pardis

Tel: